SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣስላም ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ የብሎምን" ንዝብል ኣዘራርባ ኣውስትራሊያዊያን ኣስላም ቁጠዖኦም ገሊጾም

One Nation’s Pauline Hanson ( AAP)
One Nation’s Pauline Hanson ( AAP) Source: One Nation’s Pauline Hanson ( AAP)

ናይ ተለቪዢን ጋዜጠኛ ሶኒያ ክሩገርን ሰነተር ኮይና ዝተመርጸት ፖሊን ሃንሰንን ስደተኛታት ኣስላም ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ የብሎምን ኢለን ብምዝራበን ኣውስትራሊያዊያን ኣስላም ቁጠዖኦም ገሊጾም። ኣውስትራሊያ ካብ ግብረሽበራ ነጻ ክትከውን እንተኮይና ስደተኛታት ኣስላም ናብዚ ሃገር ከይኣትዉ ክኽልከሉ ኣለዎም ንዝብል ኣበሃህላ ሚስ ሃንሰን ንናይ ናይን ኔትዎርክ ፍልጥቲ ሰብ ኢያ ኣጋዊሓቶ፡፣ ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ ኣስላም ኣውስትራሊያ ነዚ ኣበሃህላታት እዚ ከመይ ግብረመልሲ ከምዝሃብሉ ንምፍላጥ SBS ብቐረባ ተኸታቲልዎ ኣሎ።

Published

By በየነ ሰመረ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ተለቪዢን ጋዜጠኛ ሶኒያ ክሩገርን ሰነተር ኮይና ዝተመርጸት ፖሊን ሃንሰንን ስደተኛታት ኣስላም ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ የብሎምን ኢለን ብምዝራበን ኣውስትራሊያዊያን ኣስላም ቁጠዖኦም ገሊጾም። ኣውስትራሊያ ካብ ግብረሽበራ ነጻ ክትከውን እንተኮይና ስደተኛታት ኣስላም ናብዚ ሃገር ከይኣትዉ ክኽልከሉ ኣለዎም ንዝብል ኣበሃህላ ሚስ ሃንሰን ንናይ ናይን ኔትዎርክ ፍልጥቲ ሰብ ኢያ ኣጋዊሓቶ፡፣ ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ ኣስላም ኣውስትራሊያ ነዚ ኣበሃህላታት እዚ ከመይ ግብረመልሲ ከምዝሃብሉ ንምፍላጥ SBS ብቐረባ ተኸታቲልዎ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now