Amani Haydar (SBS) Source: SBSኣሚና ሓይደር ናይ ሓሙሽተ ወርሒ ጥንስቲ ኮይና ካብቲ ከም ናይ ሕጊ ጠበቓ ኮይና ትሰርሓሉ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ ክትወስድ እናተቐራረበትያ ገዝኦም ብዘቤታዊ ግጭት ተናዊጹ። ካብቲ ኣብቲ እዋን ዝወረዳ ስምብራት ንምፍዋስ ነቲ ኩነታት ብመልክዕ ስነጥበብ (ስእሊ) ንምዝንታው ኣብ ጥበብ ጥሒላ። ሎሚ ነቶም ብዘቤታዊ ዓመጽ ዝሓለፉ ኣብ ሕጋዊ መስርሕ ለውጢ ክግበር ኣብ ምጥባቕ ትነጥፍ ኣላ። ኣብዚ ነቕርቦ ተኸታታሊ “ናተይ ኣውስትራልያይ” ን ኣሚና ሓይደር ረኺብናያ ታሪኻ ድማ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።
ኣሚና ሓይደር ናይ ሓሙሽተ ወርሒ ጥንስቲ ኮይና ካብቲ ከም ናይ ሕጊ ጠበቓ ኮይና ትሰርሓሉ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ ክትወስድ እናተቐራረበትያ ገዝኦም ብዘቤታዊ ግጭት ተናዊጹ። ካብቲ ኣብቲ እዋን ዝወረዳ ስምብራት ንምፍዋስ ነቲ ኩነታት ብመልክዕ ስነጥበብ (ስእሊ) ንምዝንታው ኣብ ጥበብ ጥሒላ። ሎሚ ነቶም ብዘቤታዊ ዓመጽ ዝሓለፉ ኣብ ሕጋዊ መስርሕ ለውጢ ክግበር ኣብ ምጥባቕ ትነጥፍ ኣላ። ኣብዚ ነቕርቦ ተኸታታሊ “ናተይ ኣውስትራልያይ” ን ኣሚና ሓይደር ረኺብናያ ታሪኻ ድማ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።