Brian Liddle Jr participates in a NAIDOC week march in Melbourne, Friday, July 6, 2018. Source: AAPኣብ ኣውስትራሊያ ንነዊሕ እዋን ተንጠልጢሉ ዝጸንሐ ተራ ናይ ምውሳን ብመሪሕነት ኣቦሪጃዊያንን ቶረስ ኣይላንዳራዊያንን ኣብ ዝብል ሓሳብ ዘተኮረ ናይ ሎሚ ዓመት ሰሙን ናይዶክ (NAIDOC) ካብ 7 ክሳብ 14 ሓምለ ይበዓል ኣሎ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ናይዶክ ብከመይ ተጀሚሩን ብዛዕባ እንታይ ከምዝኾነን ክገልጽ እዩ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ንነዊሕ እዋን ተንጠልጢሉ ዝጸንሐ ተራ ናይ ምውሳን ብመሪሕነት ኣቦሪጃዊያንን ቶረስ ኣይላንዳራዊያንን ኣብ ዝብል ሓሳብ ዘተኮረ ናይ ሎሚ ዓመት ሰሙን ናይዶክ (NAIDOC) ካብ 7 ክሳብ 14 ሓምለ ይበዓል ኣሎ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ናይዶክ ብከመይ ተጀሚሩን ብዛዕባ እንታይ ከምዝኾነን ክገልጽ እዩ።