Summer Simon (SBS) Source: SBSሰሙን NAIDOC ዓመታዊ ዝኽበር ባዓል ኮይኑ ባህልን ዓወታትን ናይ ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ዝጽምበለሉ ሰሙን እዩ። እታ ኣብ ምቕሳፍ ባሕሪ (Australian surfing) ኮኾባ እናደመቐ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራሊያዊት ሳመር ሳይሞን, ምስቶም መዛኖኣ ደቀባት ባህልን ፍቕሪ ዉቅያኖስን ብሓባር ክትጽምብሎ እያ።
ሰሙን NAIDOC ዓመታዊ ዝኽበር ባዓል ኮይኑ ባህልን ዓወታትን ናይ ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ዝጽምበለሉ ሰሙን እዩ። እታ ኣብ ምቕሳፍ ባሕሪ (Australian surfing) ኮኾባ እናደመቐ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራሊያዊት ሳመር ሳይሞን, ምስቶም መዛኖኣ ደቀባት ባህልን ፍቕሪ ዉቅያኖስን ብሓባር ክትጽምብሎ እያ።