ካብቲ ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቐረበ መቐጸልታኡ፡ ሃገር፡ ሃገራዊነት፡ ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ተወፋይነት ዝብሉን ካልእ ኣምራትን ብኸመይ እዮም ዚግለጹ፧ ጥቕሞምን ጉድኣቶምን እንታይ እዮ፧ ነዚን ተመሳሳሊ ሕቶታትን፡ ዝምልከት ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ።
Share

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends
