ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ቪክቶሪያ ኣብ መሓልቲ ብሄራዊ ሓዘን Credit: Tigran Community Association in Victoria: Australiaብሄራዊ መዓልታት ሓዘን ን ሰለስተ መዓልታት ዝተገብረ ኮይኑ፡ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት መቐለ ካብ ወጋሕታ ጀሚረን ንሰማእታት ዝኸውን ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት ብምክያድ፡ ሓዘንተኛታት ስድራ ተኣኪቦም ሓዘኖም ገሊጾም። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ'ውን ኣብዚ ዝኽሪ ብዝተፈላለዩ መገዲ ተሳቲፎም ውዒሎም።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብሄራዊ መዓልታት ሓዘን ን ሰለስተ መዓልታት ዝተገብረ ኮይኑ፡ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት መቐለ ካብ ወጋሕታ ጀሚረን ንሰማእታት ዝኸውን ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት ብምክያድ፡ ሓዘንተኛታት ስድራ ተኣኪቦም ሓዘኖም ገሊጾም። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ'ውን ኣብዚ ዝኽሪ ብዝተፈላለዩ መገዲ ተሳቲፎም ውዒሎም።