Source: CorVos/Pezcyclingሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/07/2019) አብ ውድድራት አልማዛዊ ሊግ ሎውዛን ሓጎስ ገብረህይወት ገና ሓደ ዙር ተሪፍዎ እንከሎ ተዓዊተ ኢሉ ከብዕል ደው ምስ በለ ዮሚፍ ከጀልቻ ሓሊፍዎ ብምኻድ ተዓዊቱ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ተጀሚሩ፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ፍሉይ ዲዛይን ቀለማት ባንዴራ ኤርትራን ጋንትኡ ኮፊድስን ወድዩ ፈተነ ምምላቛት ብምክያድ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዓይኒ ስሒቡ፡ ሊዮነል መሲ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ አርጀንቲና ዓወት ተሓሪምዎ፡ ሓንቲ ናይ መወዳእታ ዕድል ግን ተፈጢራትሉ ጸብጻባት ኮፓ ኣሜሪካ፡ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃን ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮን
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/07/2019) አብ ውድድራት አልማዛዊ ሊግ ሎውዛን ሓጎስ ገብረህይወት ገና ሓደ ዙር ተሪፍዎ እንከሎ ተዓዊተ ኢሉ ከብዕል ደው ምስ በለ ዮሚፍ ከጀልቻ ሓሊፍዎ ብምኻድ ተዓዊቱ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ተጀሚሩ፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ፍሉይ ዲዛይን ቀለማት ባንዴራ ኤርትራን ጋንትኡ ኮፊድስን ወድዩ ፈተነ ምምላቛት ብምክያድ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዓይኒ ስሒቡ፡ ሊዮነል መሲ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ አርጀንቲና ዓወት ተሓሪምዎ፡ ሓንቲ ናይ መወዳእታ ዕድል ግን ተፈጢራትሉ ጸብጻባት ኮፓ ኣሜሪካ፡ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃን ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮን