(Photo by Artem Priakhin / SOPA Images/Sipa USA) Credit: SOPA Images/Sipa USAሞት ተቓዋሚ ሩስያን ናይ ክሬምሊን ነቓፍን ወዲ 47 ዓመት ኣለክሲ ናቫልኒ ድሕሪ ምግላጹ፡ ዓለም ምላሽ ምሃብ ቀጺላቶ ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተቓወምትን መራሕትን ፡ ከምኡ 'ውን ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ሕቶታት ኣብ ልዕሊ ሞቱ ይቕጽል ብምህላዉ ፡ ሞት ናይ ናቫሊ ተሓተትቲ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ከም ዝዀኑ እዮም ዝገልጹ ።
Published
By Penry Buckley
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሞት ተቓዋሚ ሩስያን ናይ ክሬምሊን ነቓፍን ወዲ 47 ዓመት ኣለክሲ ናቫልኒ ድሕሪ ምግላጹ፡ ዓለም ምላሽ ምሃብ ቀጺላቶ ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተቓወምትን መራሕትን ፡ ከምኡ 'ውን ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ሕቶታት ኣብ ልዕሊ ሞቱ ይቕጽል ብምህላዉ ፡ ሞት ናይ ናቫሊ ተሓተትቲ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ከም ዝዀኑ እዮም ዝገልጹ ።