Source: Negash Osman“ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ንቃወሞ ክርስትያን ስለዝኾነ ኣይኮነን” “ጀብሃን ሻዕቢያን ዝብል ኣምር ቀደም ንድሕሪት ገዲፍናዮ ኢና።” ካብ ሚያዝያ 14-15, 2019, ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ENCDC) ብዙሓት ዉድባት ኤርትራ ዝተሳተፍዎ ኣብ ስዊድን ጉባኤ ጌሩ መራሕቱ መሪጹ። ብዛዕባቲ ጉባኤን፤ ዕላማን መደብን ዝምልከት ነቲ ባይቶ ክመርሕ ተመሪጹ ምስዘሎ ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ምስ SBS ትግርኛ ዝተገብረ ቃለ መሕትት። - ዉክልና ናይቶም ነቲ ባይቶ ክመርሑ ተመሪጾም - ምስዚ ዝለዓዓል ዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ዝምድናኡን ፍልልዩን - ኣብ ባይታ ምስ ህዝቢ ዝምድና ኣለዎም ድዮ? ካልእን
“ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ንቃወሞ ክርስትያን ስለዝኾነ ኣይኮነን” “ጀብሃን ሻዕቢያን ዝብል ኣምር ቀደም ንድሕሪት ገዲፍናዮ ኢና።” ካብ ሚያዝያ 14-15, 2019, ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ENCDC) ብዙሓት ዉድባት ኤርትራ ዝተሳተፍዎ ኣብ ስዊድን ጉባኤ ጌሩ መራሕቱ መሪጹ። ብዛዕባቲ ጉባኤን፤ ዕላማን መደብን ዝምልከት ነቲ ባይቶ ክመርሕ ተመሪጹ ምስዘሎ ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ምስ SBS ትግርኛ ዝተገብረ ቃለ መሕትት። - ዉክልና ናይቶም ነቲ ባይቶ ክመርሑ ተመሪጾም - ምስዚ ዝለዓዓል ዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ዝምድናኡን ፍልልዩን - ኣብ ባይታ ምስ ህዝቢ ዝምድና ኣለዎም ድዮ? ካልእን