SKIP TO MAIN CONTENT

ስደተኛታትን ብሰብኣዊ መንገዲታት ዝመጹ ካልኦትን ኣብ ኣውስትራልያ ብዝሓሸ ክጣየሱ ይሕግዙ ዝበሎም ሓደስቲ ስጉምትታት መንግስቲ ኣፍሊጡ

Peter Shergold
Source: AAP

ፈደራል መንግስቲ ስደተኛታትን ብሰብኣዊ ርህራሀ ዝመጹን ኣብ ኣውስትራልያ ክጣየሱ ብዝሓሸ ይሕግዞም’ዩ ዝበሎም ሓደስቲ ስጉምትታት ኣፍሊጡ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ከም ግብረመልሲ ናይ ሓደ ነቶም ዘለው ኣገልግሎታት ደገፍ ዝምልከት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ዝወጸ ሓደ ብመንግስቲ ዝተመወለ ነጻ ዝኾነ ገምጋም’ዩ። ገለ ማሕበራት ነዞም ኣዋጃት ብሓጎስ ክቕበልዎም እንከለው ካልኦት ግን እዚ መንግስቲ ጥምረት እቶም ቃል ዝኣተዎም ኣብ ተግባር ኣየውዕልን’ዩ ክብሉ ይሰግኡ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፈደራል መንግስቲ ስደተኛታትን ብሰብኣዊ ርህራሀ ዝመጹን ኣብ ኣውስትራልያ ክጣየሱ ብዝሓሸ ይሕግዞም’ዩ ዝበሎም ሓደስቲ ስጉምትታት ኣፍሊጡ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ከም ግብረመልሲ ናይ ሓደ ነቶም ዘለው ኣገልግሎታት ደገፍ ዝምልከት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ዝወጸ ሓደ ብመንግስቲ ዝተመወለ ነጻ ዝኾነ ገምጋም’ዩ። ገለ ማሕበራት ነዞም ኣዋጃት ብሓጎስ ክቕበልዎም እንከለው ካልኦት ግን እዚ መንግስቲ ጥምረት እቶም ቃል ዝኣተዎም ኣብ ተግባር ኣየውዕልን’ዩ ክብሉ ይሰግኡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now