Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

'ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ስለዘይሓወሰ ክልቲኦም መራሕቲ ዝበጽሕዎ ስምምዕ አብ ምትግባሩ ንዘሎ ጸገም ኣጋዲድዎ'

US Ambassador in Tigray

ኤስቢኤስ ትግርኛ ዜናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን (9 Oct 2019) ኤርትራ ብሓይሊ ጸሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ማይ ሃኒጻ ኣመሪቓ፡ ኣብ ሆስፒታል ዓዲ ቀይሕ ልዕሊ 2000 ዜጋታት ኤርትራ ሕክምናዊ ክንክን ዓይኒ፣ 500 ከኣ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ዓይኒ ረኺቦም፡ ወጽዓ ደቂ ኣነስትዮ ጠጠው ክብል፣ ገበነኛታት ክቕጽዑን ብልሽው ምሕደራ መንግስቲ ክእረም ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተኻይዱ፡ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ራይነር ብዛዕባ ጠንቂ ምኹላፍ ወግዓዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን ዓፋርን ምስ ምሁራት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተመያይጦም፡

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ኤስቢኤስ ትግርኛ ዜናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን (9 Oct 2019) ኤርትራ ብሓይሊ ጸሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ማይ ሃኒጻ ኣመሪቓ፡ ኣብ ሆስፒታል ዓዲ ቀይሕ ልዕሊ 2000 ዜጋታት ኤርትራ ሕክምናዊ ክንክን ዓይኒ፣ 500 ከኣ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ዓይኒ ረኺቦም፡ ወጽዓ ደቂ ኣነስትዮ ጠጠው ክብል፣ ገበነኛታት ክቕጽዑን ብልሽው ምሕደራ መንግስቲ ክእረም ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተኻይዱ፡ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ራይነር ብዛዕባ ጠንቂ ምኹላፍ ወግዓዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን ዓፋርን ምስ ምሁራት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተመያይጦም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now