U.S. President Donald Trump Source: Getty Images North Americaኣርእስታት ዜና ፡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ክኽሰስ ዝግበር ዘሎ ድፍኢት ወሲኹ ሓይሊታት ጸጥታ ኣብ ባቕዳድ ህዝባዊ ሰላማዊ ተቓዉሞ ኣብዝገብሩ ዝነበሩ ህዝቢ ብዝተኮስዎ ጠያይት ሓደ ሰብ ክቕተልከሎ 6 ቆሲሎም። ፖሊስ ኬንያ ኣብ ከታማ ሞምባሳ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ቀቲሉ ኣብ ኤርትራ ፡ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ናይ ሰሪቲፌኬት ነጥቢ ኣምጺኦም ኣውቶቡስ ተሳፊሮም ክኸዱ እንከለዉ ኣብ ከባቢ ከረን ብዘጋጠመ ናይ ምግልባጥ ሓደጋ ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት በጺሕዎም ። 5 ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ መንእሰያት ኤርትራ ትሕቲ 20 ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊሮም ዉድባት ፖለቲካ ኦሮሞ ብሃደ ኮይኖም ክሰርሑ ተሰማሚዖም
ኣርእስታት ዜና ፡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ክኽሰስ ዝግበር ዘሎ ድፍኢት ወሲኹ ሓይሊታት ጸጥታ ኣብ ባቕዳድ ህዝባዊ ሰላማዊ ተቓዉሞ ኣብዝገብሩ ዝነበሩ ህዝቢ ብዝተኮስዎ ጠያይት ሓደ ሰብ ክቕተልከሎ 6 ቆሲሎም። ፖሊስ ኬንያ ኣብ ከታማ ሞምባሳ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ቀቲሉ ኣብ ኤርትራ ፡ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ናይ ሰሪቲፌኬት ነጥቢ ኣምጺኦም ኣውቶቡስ ተሳፊሮም ክኸዱ እንከለዉ ኣብ ከባቢ ከረን ብዘጋጠመ ናይ ምግልባጥ ሓደጋ ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት በጺሕዎም ። 5 ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ መንእሰያት ኤርትራ ትሕቲ 20 ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊሮም ዉድባት ፖለቲካ ኦሮሞ ብሃደ ኮይኖም ክሰርሑ ተሰማሚዖም