ኣርእስተ ዜና፡ ኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ቆልዑ ኣብ እስራኤል፡ ትምህርቲ ከይመሃሩ ተኸልኪሎም። ኢራን ብምስጢር ንብዙሕ እዋን ዩራኒየም ከተማዕብል ስለዝጸንሐት ኣብ ልዕሊኣ ዝንበር እኹል ማዕቀብ ክውስኽ እዩ ክብል ናይ ፕረሲደንት ኣመሪካ ገሊጹ ኢትዮጵያ ጋዜጠኞታት ብምእሳር፡ ሕጊ ጸረ ግብረሽበራ ዳግም ክትጥቀመሉ ምጅማራን ሲፒጄ (CPJ) ይከስስ። ኢትዮጵያን አሜሪካን ናይ ሓባር ወታደራዊ ልምምድ ክገብሩ እዮም። ኣብ መቓዲሾ ዝርከብ ሓደ ሆቴል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝተኸሱ ሰለስተ ሰባት ተረሺኖም።
Share






