SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ

News
Source: SBS

ኣብ ወጻኢ ምስ አሸበርቲ ክዋግኡ ዝጸንሑ ኣውስትራሊያዊያን ናብ ሃገሮም ከይምለሱ ብግዚያውነት ክእግዱ፡፤ ኣውስትራሊያዊያን ካብዝመጽእ ሰሙን ሓሳብ ግብሮም ክወራርዱ ኣብዝጅምርሉ እዋን ተወሳኺ ሓደ ሽሕ ዶላር ናብ ጅባኦም ክምለሰሎም እዩ። ኣብ ገማግም መልበርን ንዝተረኽበ ኣዕጽምቲ ናይ ሓንቲ ሰበይቲ ንምርማር ፖሊስ ሓበሬታ ካብ ህዝቢ ሓቲቱ። ፖሊስ እስራኤል በብግዜኡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊያን እስራኤላዊያን ብዝፍጽሞ ቅትለት ኢትዮጵያዊያን እስራኤላዊያን ብሰኑይ ዝጀመርዎ ናይ ተቓዉሞ ኣድማ ቀጺሎሞ። ሳዲቕ ኣልማህዲ ወጥሪ ኣብ መንጎ ሰራዊታት ሱዳን ክውገድ ኣብ ዝጸወዓሉ ዋይክሊፍ ጂን "ኑባዊት ንግስቲ" ትብል ደርፊ ዘርጊሑ። "ኣብ ኤርትራ መሰረታዊ ነጻነት ሰባት አንተዘይተረጋጊጹ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብታ ሃገር ክቕጽል እዩ።" ክትብል ፍልይቲ ራፖርተር ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣጠንቂቓ፡፤

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ወጻኢ ምስ አሸበርቲ ክዋግኡ ዝጸንሑ ኣውስትራሊያዊያን ናብ ሃገሮም ከይምለሱ ብግዚያውነት ክእግዱ፡፤ ኣውስትራሊያዊያን ካብዝመጽእ ሰሙን ሓሳብ ግብሮም ክወራርዱ ኣብዝጅምርሉ እዋን ተወሳኺ ሓደ ሽሕ ዶላር ናብ ጅባኦም ክምለሰሎም እዩ። ኣብ ገማግም መልበርን ንዝተረኽበ ኣዕጽምቲ ናይ ሓንቲ ሰበይቲ ንምርማር ፖሊስ ሓበሬታ ካብ ህዝቢ ሓቲቱ። ፖሊስ እስራኤል በብግዜኡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊያን እስራኤላዊያን ብዝፍጽሞ ቅትለት ኢትዮጵያዊያን እስራኤላዊያን ብሰኑይ ዝጀመርዎ ናይ ተቓዉሞ ኣድማ ቀጺሎሞ። ሳዲቕ ኣልማህዲ ወጥሪ ኣብ መንጎ ሰራዊታት ሱዳን ክውገድ ኣብ ዝጸወዓሉ ዋይክሊፍ ጂን "ኑባዊት ንግስቲ" ትብል ደርፊ ዘርጊሑ። "ኣብ ኤርትራ መሰረታዊ ነጻነት ሰባት አንተዘይተረጋጊጹ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብታ ሃገር ክቕጽል እዩ።" ክትብል ፍልይቲ ራፖርተር ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣጠንቂቓ፡፤

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now