ኣርእስታት ዜና ሰባት ሃይማኖታዊ ር እይቶኦም ዘቕርብሉ ሕጊ ክህሉ ኣለዉ ክብል ሓደ ኣባል ፓርላማ ገሊጹ። ኣብ ግሪክ ዝተገብረ ምርጫ ፓርላማ ሰልፊ ተቓዋሚ ሓዲሽ ዴሞክራሲ ተዓዊቱ። ክልተ ተቓዋሚ ሰልፍታት ሱዳን ንዝተበጽሐ ስምምዕ ይቃወሙ። ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣመሪካ ናይዚ ዓመት ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ዓለም ኮይና። ካፕተይን እታ ጋንታ ንዕድመ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ትነጽጎ።
Share






