ንሎሚ 11 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳልዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ; ኣርእስታት ዜና፡ ሰራዊት እስራኤል፡ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ናይ መሬት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ተዳልዩ ከም ዘሎ ገሊጹ ። ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣብ ቀዳመ ሰናብቲ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ሓማስ ኣብ እስራኤል እተቐትለት ኣውስትራልያዊት ሰበይቲ ንስድራቤት ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ ። ሰባት ካብቲ ብማይ ዘዕለቕለቐ ህንዳዊ ግዝኣት ሲኪም ብነፈርቲ ክወጽኡ ጀሚሮም ኣለዉ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends