ናይ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳለዉ ዜናታት; ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ወተሃደራዊ ስልጠና ክወስዱ ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊት ሶማልያ ብሰኑይ 16 ጥቅምቲ ናብ ሞቓድሾ ኣትዮም። ሰበ-ስልጣን ጥዕና ፍልስጤም ኣብ ናይ ጋዛ ሆስፒታል ፡ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ከም እተቐትሉ ገሊጾም ። ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ [18 ጥቅምቲ] ናብ እስራኤል ክኸይድ እዩ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends