ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2023)

ኣርእስተ ዜና ኤስ ቢ ኤስ 23 ሓምለ 2023 ኣብ ኣኽሱም ስነ-ስርዓት ኣንብሮ ኢድን ጸሎተ ኣስኬማን ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ ከምተገብረ ተፈሊጡ። ሎሚ ንግሆ [ኣብ 23] ኣብ ምዕራብ ሲድኒ ኣብ ህዝቢ ዝተገብረ ምትዃስ ፡ ሰለስተ ሰባት ተጐዲኦም። ኣብ ዒራቕ ፡ ኣንጻር'ቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ኤውሮጳ ምቅጻል ናይ እስልምና ቅዱስ መጽሓፍ ቁርኣን ፡ ብተኸታታሊ ተቓውሞታት ውጥረት ሰፊኑ ።
Share