ኤርትራ መልሲ ክትህብ ዘገደደ መደረ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ

ንሎሚ 17 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳለዉ ዜናታት ኣርእስታት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ድሕሪ ዝገበሮ መደረ ኤርትራ መልሲ ሂባትሉ፡ ድሕሪ እቲ ኣብ እስራኤል ብወታሃደራት ሓማስ እተፈነወ መጥቃዕቲ ንሰሙን ዝኣክል ኣብ ጋዛ ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ ፡ ልዕሊ 2800 ሰባት ተቐቲሎም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዘሎ ሕጽረት መግቢ ንምምካት ዝውዕል ናይ 500 ሚሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ተሓቲቱ።
Share