Yemane G (gettyimage) Source: Yemane G (gettyimage)ካቢነ መንግስቲ ሆላንድ ንምብጻሕ የማነ ገብረኣብ ናብ ሆላንድ ኣተሓሳሲብዎ። ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝኾነ የማነ ገብረኣብ ኣብቲ ብመንእሰያት ሕግደፍ (YPFDJ)ዝግበር ኣኼባ ንምስታፍዩ ካብ ትጽቢት ዝተገብረሉ መዓልቲ ኣቐዲሙ ብሰኑይ ናብ ሆላንድ ኣትዩ ዘሎ። ፈጣን ሓይሊ ሱዳን፡(RSF) ዕሉላት ኣሰጋገርቲ ሰባት ሒዘ ኢሉ፡፣ ግብጻዊያን ናብ ሱዳን ንኽ ኣትዉ መእተዊ ቪዛ ክሕተቱ እዮም፡፣
ካቢነ መንግስቲ ሆላንድ ንምብጻሕ የማነ ገብረኣብ ናብ ሆላንድ ኣተሓሳሲብዎ። ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝኾነ የማነ ገብረኣብ ኣብቲ ብመንእሰያት ሕግደፍ (YPFDJ)ዝግበር ኣኼባ ንምስታፍዩ ካብ ትጽቢት ዝተገብረሉ መዓልቲ ኣቐዲሙ ብሰኑይ ናብ ሆላንድ ኣትዩ ዘሎ። ፈጣን ሓይሊ ሱዳን፡(RSF) ዕሉላት ኣሰጋገርቲ ሰባት ሒዘ ኢሉ፡፣ ግብጻዊያን ናብ ሱዳን ንኽ ኣትዉ መእተዊ ቪዛ ክሕተቱ እዮም፡፣