SKIP TO MAIN CONTENT

መጥቃዕቲ ኣየር ምስበዝሖ እቲ እንኮ ኣብ ስራሕ ዝነበረ መዓርፎ ነፈርቲ ሊብያ ተዓጽዩ። (News SBS Tigrinya)

News
Protesters hold placards during the Let Them Stay! Emergency Rally at Martin Place in Sydney, Sunday, September 1, 2019. Source: AAP

ኣርእስታት ዜና፡ ብሱዕዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ኣብ ሰንዓ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ኣየር ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም፡ መንግስቲ ሓተቲ ዑቕባ ዝሓዛ ጃላቡ ከምዝመለሰ ዝገልጽ ሓበሬታ ምውጻኡ፡ ነቶም ካብ ኣውስትራሊያ ክጥረዙ ዝግበሩ ዘለዉ ታሚላዊያን ኣባላት ስድራ መመክነይታ ንምርካብ እዩ ንዝበሃል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሉታ ሂብ። ኣብ ተክሳስ ዝተፈጸመ ተኩስካ ምቕታል፡ ቁጽሪ ምውታት 7 ከምዝበጽሐ ተገሊጹ። ኣብ ወተሃደራዊ መዓስከራትን መኻይንን ዝዓለመ ሚሳይላት ካብ ሊባኖስ ከምተወንጨፋ እስራኤል ኣፍሊጣ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ብሱዕዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ኣብ ሰንዓ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ኣየር ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም፡ መንግስቲ ሓተቲ ዑቕባ ዝሓዛ ጃላቡ ከምዝመለሰ ዝገልጽ ሓበሬታ ምውጻኡ፡ ነቶም ካብ ኣውስትራሊያ ክጥረዙ ዝግበሩ ዘለዉ ታሚላዊያን ኣባላት ስድራ መመክነይታ ንምርካብ እዩ ንዝበሃል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሉታ ሂብ። ኣብ ተክሳስ ዝተፈጸመ ተኩስካ ምቕታል፡ ቁጽሪ ምውታት 7 ከምዝበጽሐ ተገሊጹ። ኣብ ወተሃደራዊ መዓስከራትን መኻይንን ዝዓለመ ሚሳይላት ካብ ሊባኖስ ከምተወንጨፋ እስራኤል ኣፍሊጣ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now