Source: Reutersኣርእስታት ዜና፡ ክፍለ ግዝኣት ቪክቶሪያ ምስ ቻይና ምሕዝነት ንምግባር ምስምማዓ ን ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኣተሓሳሲብዎ። ኣብ መንጎ ሶርያን ቱርኪን ዘሎ ዶብ ዝምልከት ዝተገብረ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ቀዋምነት ዘለዎ ምዃኑ ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ምዃኑ ኣመሪካ ተኣሚና፡ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ እቲ ዝዓበየ ናይ ተቓዋሚ ሰልፊ፡ ጸሊም መራሒኡ ስልጣኑ ብፍቓዱ ብምሕዳጉ እቲ ሰልፊ ብዘይመራሒ ተሪፉ። ኣብ ሊባኖስ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉሉ ኣብዘሎ እዋን ሰራዊት ሊባኖስን ሰልፈኛታትን ተጋጭዮም፡፤ “ትግራይ ንመራሕቲ ኤርትራ ብኣየር ዘይኮነ ብመሬት ክትቕበል ድሉውቲ እያ” ም/ክ/ት ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል
ኣርእስታት ዜና፡ ክፍለ ግዝኣት ቪክቶሪያ ምስ ቻይና ምሕዝነት ንምግባር ምስምማዓ ን ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኣተሓሳሲብዎ። ኣብ መንጎ ሶርያን ቱርኪን ዘሎ ዶብ ዝምልከት ዝተገብረ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ቀዋምነት ዘለዎ ምዃኑ ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ምዃኑ ኣመሪካ ተኣሚና፡ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ እቲ ዝዓበየ ናይ ተቓዋሚ ሰልፊ፡ ጸሊም መራሒኡ ስልጣኑ ብፍቓዱ ብምሕዳጉ እቲ ሰልፊ ብዘይመራሒ ተሪፉ። ኣብ ሊባኖስ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉሉ ኣብዘሎ እዋን ሰራዊት ሊባኖስን ሰልፈኛታትን ተጋጭዮም፡፤ “ትግራይ ንመራሕቲ ኤርትራ ብኣየር ዘይኮነ ብመሬት ክትቕበል ድሉውቲ እያ” ም/ክ/ት ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል