In this Sunday, Nov. 3, 2019, photo, vehicles wait at a crossing amidst morning smog in New Delhi, Source: APኣርእስታት ዜና፡ ቱርኪ፡ ሓንቲ ካብ ኣንስቱ ንመራሒ እስላማዊ መንግስቲ ዝነበረት ከምዝማረኸት ኣፍሊጣ። መንግስቲ ፌደራል ኣውስትራሊያ ነቶም ብደርቂ ዝተሃስዩ ከባቢታት ንምሕጋዝ ናይ ሓደ ቢሊዮን ዶላር ባጀት ሰሊዑ። ኢራን ናብቲ ናይ ምምዕባል ኑክሌስ ትካላታ ተወሳኺ ዩራኒየም ከተእትወሉ ጀሚራ። ኣየራት ከተማ ኒው ደልሂ ብሰማሚ ትኪ ብምዕብላኹ ሰብ መዚ ነቲ ብከላ ንምጽራይ ተጸሚዶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ፡፤ ናይ ፈረንሳ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣተሓሕዛ ጉዳይ ስደተኛታት ከምዘትርሮ ምልክት ሂቡ። ናይ ደቡብ አፍሪቃ ፕሬዝደንት ሲሪል ራማፎሳ 13.5 ቢሊዮን ዶላር ዝኸውን ወፍሪ ኣብታ ሃገር ቃል ከምዝተኣትወሉ ኣፍሊጡ። ዘመናዊ ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።
ኣርእስታት ዜና፡ ቱርኪ፡ ሓንቲ ካብ ኣንስቱ ንመራሒ እስላማዊ መንግስቲ ዝነበረት ከምዝማረኸት ኣፍሊጣ። መንግስቲ ፌደራል ኣውስትራሊያ ነቶም ብደርቂ ዝተሃስዩ ከባቢታት ንምሕጋዝ ናይ ሓደ ቢሊዮን ዶላር ባጀት ሰሊዑ። ኢራን ናብቲ ናይ ምምዕባል ኑክሌስ ትካላታ ተወሳኺ ዩራኒየም ከተእትወሉ ጀሚራ። ኣየራት ከተማ ኒው ደልሂ ብሰማሚ ትኪ ብምዕብላኹ ሰብ መዚ ነቲ ብከላ ንምጽራይ ተጸሚዶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ፡፤ ናይ ፈረንሳ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣተሓሕዛ ጉዳይ ስደተኛታት ከምዘትርሮ ምልክት ሂቡ። ናይ ደቡብ አፍሪቃ ፕሬዝደንት ሲሪል ራማፎሳ 13.5 ቢሊዮን ዶላር ዝኸውን ወፍሪ ኣብታ ሃገር ቃል ከምዝተኣትወሉ ኣፍሊጡ። ዘመናዊ ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።