SKIP TO MAIN CONTENT

ፕሮጀክት ዳናካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝገብሮ ዕደና ኣብ መስከረም $4.9 ከምዘውፈረን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ድማ $1.8 ሚሊዮን ዶላር ከውፍር ምምዳቡ ኣፍሊጡ። (ካብ ዜናታት ሎሚ)

News
Source: Supplied

ኣርእስታት ዜና፡ ኢትዮጵያ ንሕጊ ጸረ ሽብር ብዘይ ኣገባብ ትጥቀመሉ ኣላ ብምባል አምነስቲ ወቒሱ። መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ሳዓድ ሓሪሪ ድሕሪ ህዝባዊ ተቓዉሞ ካብስልጣኑ ተኣልዩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራሊያ Marise Payne ቻይና ትገብሮ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክትሕተተሉ ብምጽዋዓ ቻይና ኣንጻር መንግስቲ ኣውስትራሊያ ጥርዓን ኣቕሪባ። ኣብ ቺለ ክግበሩ ተመዲቦም ዝነበሩ ክልተ ኣህጉራዊያን ዋዕላታት ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ናዕቢ ተሰሪዞም። ፕሮጀክት ዳናካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝገብሮ ዕደና ኣብ መስከረም $4.9 ከምዘውፈረን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ድማ $1.8 ሚሊዮን ዶላር ከውፍር ምምዳቡ ኣፍሊጡ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ኢትዮጵያ ንሕጊ ጸረ ሽብር ብዘይ ኣገባብ ትጥቀመሉ ኣላ ብምባል አምነስቲ ወቒሱ። መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ሳዓድ ሓሪሪ ድሕሪ ህዝባዊ ተቓዉሞ ካብስልጣኑ ተኣልዩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራሊያ Marise Payne ቻይና ትገብሮ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክትሕተተሉ ብምጽዋዓ ቻይና ኣንጻር መንግስቲ ኣውስትራሊያ ጥርዓን ኣቕሪባ። ኣብ ቺለ ክግበሩ ተመዲቦም ዝነበሩ ክልተ ኣህጉራዊያን ዋዕላታት ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ናዕቢ ተሰሪዞም። ፕሮጀክት ዳናካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝገብሮ ዕደና ኣብ መስከረም $4.9 ከምዘውፈረን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ድማ $1.8 ሚሊዮን ዶላር ከውፍር ምምዳቡ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now