Source: American Governmentኣርእስታት ዜና፡ ወጺኡ ብዘሎ ሕጊ፡ ብኣብ ወጻኢ ዝመሓደራ መጣልዒ (gambling) መርበባት ሓበሬታ፡ በዓል መዚ ሓበሬታን ሜዲያን ኣውስትራሊያ ክዓጽወን ይኽእል እዩ። ፕረሲደንት ሞራለስ ካብ ስልጣኑ ክለቅቕ ኣዛዚ ሰራዊት ቦሊቪያ ሓቲቱ። ኣብ መላእ ኒው ሳውዝ ወልስ ባርዕ ጫካ ኣብዝነደሉ ዘሎ እዋን እቲ ክፍለግዝኣት ናይ 7 መዓልታት ኩነታት ህጹጽ ኣዊጁ። ኣብ ሊባኖስ፡ ኣንጻር መንግስቲ ዝግበር ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ቀጺሉ፡፤ “ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ
ኣርእስታት ዜና፡ ወጺኡ ብዘሎ ሕጊ፡ ብኣብ ወጻኢ ዝመሓደራ መጣልዒ (gambling) መርበባት ሓበሬታ፡ በዓል መዚ ሓበሬታን ሜዲያን ኣውስትራሊያ ክዓጽወን ይኽእል እዩ። ፕረሲደንት ሞራለስ ካብ ስልጣኑ ክለቅቕ ኣዛዚ ሰራዊት ቦሊቪያ ሓቲቱ። ኣብ መላእ ኒው ሳውዝ ወልስ ባርዕ ጫካ ኣብዝነደሉ ዘሎ እዋን እቲ ክፍለግዝኣት ናይ 7 መዓልታት ኩነታት ህጹጽ ኣዊጁ። ኣብ ሊባኖስ፡ ኣንጻር መንግስቲ ዝግበር ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ቀጺሉ፡፤ “ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ