SKIP TO MAIN CONTENT

ዜና ኤስ ቢ ኤስ (19 ሓምለ 2023 )

World - Tigrinya.jpg

ናይ ሎሚ 19 ሓምለ 2023 ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፈደራል መንግስቲ ሎሚ [ን 18 ሓምለ] ኣብ ካብ ከተማታት ወጻኢ ኣብ ዝርከብ ሳበርብታት ማእከላት መጽናዕቲ ከም ዝምስረት ኣፍሊጡ ። ሩስያ ነቲ እኽሊ ዩክሬን ብጸሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ካልእ ክፋል ዓለም ክበጽሕ ዘኽእል ስምምዕ ስለዘየናውሓቶ ብመንግስታት ምዕራባውያን ተኾኒኑ። ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ትገብሮ መጥቃዕቲ ፡ ንኣህጉራዊ ሰብኣዊ ሕጊ ዝጥህስን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ከምዝኾነ ሚኒስትሪ ገፈፍቲ ዓሳ የመን ከሲሱ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ 19 ሓምለ 2023 ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፈደራል መንግስቲ ሎሚ [ን 18 ሓምለ] ኣብ ካብ ከተማታት ወጻኢ ኣብ ዝርከብ ሳበርብታት ማእከላት መጽናዕቲ ከም ዝምስረት ኣፍሊጡ ። ሩስያ ነቲ እኽሊ ዩክሬን ብጸሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ካልእ ክፋል ዓለም ክበጽሕ ዘኽእል ስምምዕ ስለዘየናውሓቶ ብመንግስታት ምዕራባውያን ተኾኒኑ። ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ትገብሮ መጥቃዕቲ ፡ ንኣህጉራዊ ሰብኣዊ ሕጊ ዝጥህስን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ከምዝኾነ ሚኒስትሪ ገፈፍቲ ዓሳ የመን ከሲሱ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now