ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (26 ሓምለ 2023)03:08ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (4.24MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ቀንዲ ነጥብታት፡ ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣብ ናይ ርብዒ ዓመት ወርሒ ሰነ ወሪዱ። ሰበ ስልጣን ቻይና ፡ ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ዝነበረ ኪን ጋንግ ካብ ስልጣኑ ኣውሪዶሞ ። ጀነራላት ሱዳን; ኬንያ ዓቃብ ሰላም ናብ ግዝኣቱ ከይትልእኽ ኣጠንቂቖም።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥሪ 2026)ኤርትራን ህወሓትን ንክሲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጎም። (ጸብጻብ)ኣብ መልበርን ዝፈርስ ዘሎ 44 ግምብታት ህዝባዊ መንበሪ ኣባይትን ዘልዕሎ ዘሎ ሕቶታትን።