ኣውስትራልያ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊታን ክልተ ተወሰኽቲ ናይ ሮያል ሓይሊ ኣየር ኣውስትራሊያ (R-A-F) ነፈርቲ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ትልእኽ። ዉድብ ጥዕና ዓለም ብሰንኪ ናይ ጸጥታ ውሕስነት ን ኣብ ሰሜናዊ ጋዛ ናብ ዝርከባ ዓበይቲ ሆስፒታላት ነዳድን ናይ ህይወት ኣድሕን ሓገዝ ከቕርብ ከም ዘይከኣለ ገሊጹ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበር ዓብደላ ሓምዶክ ፡ ነቲ ኣብታ ሃገር ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ዘላቒ ፍታሕ ምእንቲ ክረክብ ፡ ኣብ መንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ጸዊዑ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends