ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ታሕሳስ 2023)05:12SBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (7.38MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ንሎሚ 26 ታሕሳስ 2023 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ግብጺ ብዛዕባ ጋዛ ዝምልከት ሓድሽ እማመ ዉዕል ኣቕሪባ። ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራሊያ ብኸቢድ ዝናብን ዉሕጅን ይሕመስ። ሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀላይ ቱርካና ናይ ኬንያ ሞይቶም ተረኺቦም።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)