ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መስከረም 2023)

ንሎሚ 27 መስከረም 2023 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና: ቪክቶሪያ ሓድሽ ፕሪሜር ክትፈልጥ ትዳሎ፡ ማእከላይ ሽማግለ ህ ውሓት፡ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ክብል መግለጺ ኣውጺኡ። ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ዞባ ሓያል ንክትከውን ፣ ኣብ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ዝህልዋ ጽልዋ ምስ ዝዓቢ ጥራይ ምዃኑ’ ተገሊጹ። ኣብ ሓደ ናይ ዒራቕ ጽምብል መርዓ ብዝተፈጥረ ባርዕ ልዕሊ 100 ዕዱማት ሞይቶም።
Share