ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (6 ታሕሳስ 2023)

ንሎሚ 6 ታሕሳስ ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታቶም፡ ኣብ ትግራይ 2 ሚልዮን ዜጋታት ንጥምየት ተቓሊዖም ከም ዘለዉ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ጋዛ ኣብ ዝርከብ መዕቈቢታቱ ንዚርከቡ ሰባት ውሕስነት ክዀኖም ከም ዘይክእል ገሊጹ ፡ ፋይናንሲያዊ ጸቕጢ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ናይቶም ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ጉጅለ ሕብረተሰብ ከምዝለዓለ ተረጋጊጹ።
Share