French nationals gather as they wait to be airlifted back to France on a French military aircraft, at the international Airport in Niamey, Niger, Tuesday, Aug. 1, 2023. Source: AP / Sam Mednick/AP
ዜጋታት ፈረንሳን ካልኦት ኤውሮጳውያንን ካብ ኒጀር ከወጹ ጀሚሮም። ኣብታ ምዕራባዊት ኣፍሪቃዊት ሃገር ዕልዋ መንግስቲ ብምክያዱ፡ ድሕነቶም ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ብምስጋእ እዩ እዚ ስጉምቲ ዝውሰድ ዘሎ። ሰራዊት እታ ሃገር ነቲ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ዝተመርጸ ፕረዚደንት ካብ ስልጣኑ ኣውሪዱዎ ኣሎ ፡ እዚ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ኣብ ምዕራብን ማእከላይን ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ዕልዋ ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዘለዋ ዝርዝር ኣትያ ኣላ። Published 3 August 2023 2:54pm
By Catriona Stirrat
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ዜጋታት ፈረንሳን ካልኦት ኤውሮጳውያንን ካብ ኒጀር ከወጹ ጀሚሮም። ኣብታ ምዕራባዊት ኣፍሪቃዊት ሃገር ዕልዋ መንግስቲ ብምክያዱ፡ ድሕነቶም ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ብምስጋእ እዩ እዚ ስጉምቲ ዝውሰድ ዘሎ። ሰራዊት እታ ሃገር ነቲ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ዝተመርጸ ፕረዚደንት ካብ ስልጣኑ ኣውሪዱዎ ኣሎ ፡ እዚ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ኣብ ምዕራብን ማእከላይን ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ዕልዋ ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዘለዋ ዝርዝር ኣትያ ኣላ።