ንእሽቶ ዋኒን ንግዲ (ቢዝነስ) ኣብ ኣውስትራልያ ምኽፋት ቀሊል ድዩ፧
Small business owner Source: AAP
ብዙሓት ኣውስትራልያውያን ናይ ገዛእርእሶም ኣዘዝቲ ክኾኑ ብጣዕሚ ይመርጹ። እንተኾነ ግን ንእሽቶ ትካል ንግዲ ከተካይድ ብዙሕ ጻዕሪ ይሓትት። ስለዚ ብኸመይ ትጅምር? ግዜ እናተረረ ክኸይድ እንከሎ ብኸመይ ትሰግሮ ወይ ዕውት ትኸውን፧
Share
Small business owner Source: AAP

SBS World News