The victim, Kim Jong-nam (AAP) Source: The victim, Kim Jong-nam (AAP)ሓዉ ንውልቀ-መላኺ ፕረሲደንት ሰሜን ኮርያ ኣብ ማለዚያ ምስተቐትለ ነቶም ብዛዕባ ፖለቲካ ሰሜን ኮርያ ብቐረባ ዝዕዘቡ ተንተንቲ ኣስተንኪርዎም'ዩ።ኪም ጆንግ-ናም ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤሺያ ብስደት ዝነበረ ኮይኑ፡ እዚ ወዲ 45 ሰብ ነቲ ንሰሜን ኮርያ ዝገዝእ ዘሎ ሓዉ ኣስጋኢ ሰብ ከምዘይነበረዩ ክግለጽ ጸኒሑ። ኣብ ኤርፖርት ካላልምፑር ስሚ ብመርፍእ ስሚ ወጊኤን ንኪም ጆንግ-ናም ዝቐተላ ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ደኣ መን ለኣኸን?
ሓዉ ንውልቀ-መላኺ ፕረሲደንት ሰሜን ኮርያ ኣብ ማለዚያ ምስተቐትለ ነቶም ብዛዕባ ፖለቲካ ሰሜን ኮርያ ብቐረባ ዝዕዘቡ ተንተንቲ ኣስተንኪርዎም'ዩ።ኪም ጆንግ-ናም ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤሺያ ብስደት ዝነበረ ኮይኑ፡ እዚ ወዲ 45 ሰብ ነቲ ንሰሜን ኮርያ ዝገዝእ ዘሎ ሓዉ ኣስጋኢ ሰብ ከምዘይነበረዩ ክግለጽ ጸኒሑ። ኣብ ኤርፖርት ካላልምፑር ስሚ ብመርፍእ ስሚ ወጊኤን ንኪም ጆንግ-ናም ዝቐተላ ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ደኣ መን ለኣኸን?