ሰሜን ኮርያ ብል ዕሊ ጃፓን ዘወንጨፈቶ ሚሳይል ንሓያላት ዓለምን ጎረባብታን ኣብ ሸቐልቀልዩ ኣእትይወን ዘሎ፡ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ከቢድ ቁጠባዊ ማዕቀብ እንተንበረኳ ብሪጣንያ ዉሒዱ በሃሊትያ። ነቲ ቅልውላው ሰሜን ኮርያ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ክፍታሕ ጉያ ጉያ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣመሉ ብትዊተር፡ ዘረባ ምዝራብ ጥራይ ጥቕሚ የብሉን ብምባል ሓይሊ ከምዝጥቀም ኣሚቱ ኣሎ። ሰሜን ኮርያ ግና እዚ ኩሉ ጸገም እታ ሰይጣናዊት ኣመሪካ ዘምጽኣቶያ ትብል፡ ትንታነ ይስዕብ፡፣
Share





