SKIP TO MAIN CONTENT

ስልማት ሰላም ኖቤል ክዕወቱ ዝኽእሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ወይ ግሬታ ቱንበርግ እዮም፡

Nobel peace prize nominees Abiy Ahmed
Source: Slate

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10/10/19) መዓልቲ ዓለማዊ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦ ጸገማት ጥዕና ኣእምሮ አብ መላእ ዓለም ንምዕዛዝ ዓሊሙ ይበዓል ኣሎ፡ ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ቱርኪ አብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሶርያ ተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ናብ ምብርባር እስላማዊ መንግስቲ ወይ ኣይኤስ ከየምርሕ ዘለዎ ስግኣት ገሊጹ፡ ፈይስቡክ ምስፍሕፋሕ ሓቅነት ዘይብሎም ሓበሬታት ንምግታእ ዝሕግዝ ሓደ መደብ አብ ዓሰርተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝዘርግሐ ኣፍሊጡ፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ስልማት ኖቤል ክዕወት ዘለዎ ተኽእሎ ዝለዓለ ምዃኑ ተገሊጹ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10/10/19) መዓልቲ ዓለማዊ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦ ጸገማት ጥዕና ኣእምሮ አብ መላእ ዓለም ንምዕዛዝ ዓሊሙ ይበዓል ኣሎ፡ ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ቱርኪ አብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሶርያ ተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ናብ ምብርባር እስላማዊ መንግስቲ ወይ ኣይኤስ ከየምርሕ ዘለዎ ስግኣት ገሊጹ፡ ፈይስቡክ ምስፍሕፋሕ ሓቅነት ዘይብሎም ሓበሬታት ንምግታእ ዝሕግዝ ሓደ መደብ አብ ዓሰርተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝዘርግሐ ኣፍሊጡ፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ስልማት ኖቤል ክዕወት ዘለዎ ተኽእሎ ዝለዓለ ምዃኑ ተገሊጹ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now