SKIP TO MAIN CONTENT

ሃይለ ገብረስላሰ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ዕግርግራት ኢትዮጵያ ፈይስቡክ ኢድ ኣለዎ ድሕሪ ምባል ክኸሶ’የ ክብል ኣጠንቂቑ፡

Haile Gebrselassie threatens to sue Facebook
Source: Twitter

Weekly Sport (4/11/19) * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ኢስታንቡልን በይጂንን ተዓዊተን፡ ማራቶን ኒውዮርክ ግን ኬንያውያን ተዓዊቶሞ፡ * ሃይለ ገብረስላሰ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ዕግርግራት ኢትዮጵያ ፈይስቡክ ኢድ ኣለዎ ድሕሪ ምባል ክኸሶ’የ ክብል ኣጠንቂቑ፡ * ኣብ ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ት17 ይሳተፋ ካብ ዘለዋ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ሰለስተ ናብ ናይ መወዳእታ 16 ሓሊፈን፡ * ዓወት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዋንጫ ዓለም ራግቢ ንኣብዝሓ ጸለምቲን ድኻታትን ዜጋታት እታ ሃገር እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ ንምንታይ ጸለምቲ ኣብ ዓበይቲ ክለባት’ታ ሃገርን ሃገራዊት ጋንታን ነታ ሃገር ብጸንበራቕ ብዝሒ ዘይውከሉ፧

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Weekly Sport (4/11/19) * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ኢስታንቡልን በይጂንን ተዓዊተን፡ ማራቶን ኒውዮርክ ግን ኬንያውያን ተዓዊቶሞ፡ * ሃይለ ገብረስላሰ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ዕግርግራት ኢትዮጵያ ፈይስቡክ ኢድ ኣለዎ ድሕሪ ምባል ክኸሶ’የ ክብል ኣጠንቂቑ፡ * ኣብ ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ት17 ይሳተፋ ካብ ዘለዋ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ሰለስተ ናብ ናይ መወዳእታ 16 ሓሊፈን፡ * ዓወት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዋንጫ ዓለም ራግቢ ንኣብዝሓ ጸለምቲን ድኻታትን ዜጋታት እታ ሃገር እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ ንምንታይ ጸለምቲ ኣብ ዓበይቲ ክለባት’ታ ሃገርን ሃገራዊት ጋንታን ነታ ሃገር ብጸንበራቕ ብዝሒ ዘይውከሉ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now