SKIP TO MAIN CONTENT

ሰልፊ ዋን ኔሽን እንኪቃላዕ!

Feature
Al Jazeera's secret filming of One Nation figures meeting NRA representatives Source: Al Jazeera

ካብቲ ኣብ ኣመሪካ ዝርከብ ምውናን ጠበናጁ ክፍቀድ ዝጣበቕ ጉጅለ ሓገዝ ንምርካብ፡ ክልተ ካብ ኣባልት ሰልፊ ዋን ኔሽን እናተዘራረቡ ብሕቡእ ጋዜጠኛ ብስእሊ ቪድዮ ተቓሊዖም። ቀንዲ ሰልፊታት ኣውስትራሊያ እዚ ተግባር ናይ ኣውስትራሊያ ሕጊ ምውናን ጠበንጃ ብደገፍ ናይ ወጻኢ ሓገዝ ንምጥፋእ እዩ ክብልዎ ከለዉ፡ እቶም ክልተ ሰብ መዚ ሰልፊ ዋን ኔሽን ግና ዘይምስልና ተዋሂብና ክብሉ ኣማሪሮም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብቲ ኣብ ኣመሪካ ዝርከብ ምውናን ጠበናጁ ክፍቀድ ዝጣበቕ ጉጅለ ሓገዝ ንምርካብ፡ ክልተ ካብ ኣባልት ሰልፊ ዋን ኔሽን እናተዘራረቡ ብሕቡእ ጋዜጠኛ ብስእሊ ቪድዮ ተቓሊዖም። ቀንዲ ሰልፊታት ኣውስትራሊያ እዚ ተግባር ናይ ኣውስትራሊያ ሕጊ ምውናን ጠበንጃ ብደገፍ ናይ ወጻኢ ሓገዝ ንምጥፋእ እዩ ክብልዎ ከለዉ፡ እቶም ክልተ ሰብ መዚ ሰልፊ ዋን ኔሽን ግና ዘይምስልና ተዋሂብና ክብሉ ኣማሪሮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now