SKIP TO MAIN CONTENT

ርእይቶ ሰማዕቲ ኣብ ቃለመሕትት ታረቀ ተስፋሂወትን ሊንጎን

SBS
SBS Source: SBS

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ሰማዕቲ ኤስ.ቢ.ኤስ ብጽሑፍን ቃልን መልእኽትታት ክሰዱልና ቀኒዮም መብዛሕትኡ እቲ ርእይቶታት ተመሳሳሊ ብምዃኑ ንገለ ጥራይ ኣብዚቲ ምስ ሃይለሚካኤል ሃ/ስላሰ (ሊንጎ)ን ድምጻዊ ታረቀን ብዛዕባ ኣብዚ ቅነ ከዘራርባ ዝቐነያ ደርፊታት ትግሪኛ፡ ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ዝተዋህበ ርእይቶ ሰማዕቲ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ሰማዕቲ ኤስ.ቢ.ኤስ ብጽሑፍን ቃልን መልእኽትታት ክሰዱልና ቀኒዮም መብዛሕትኡ እቲ ርእይቶታት ተመሳሳሊ ብምዃኑ ንገለ ጥራይ ኣብዚቲ ምስ ሃይለሚካኤል ሃ/ስላሰ (ሊንጎ)ን ድምጻዊ ታረቀን ብዛዕባ ኣብዚ ቅነ ከዘራርባ ዝቐነያ ደርፊታት ትግሪኛ፡ ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ዝተዋህበ ርእይቶ ሰማዕቲ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now