A set of various size and colour tooth brush on bathroom table top. Source: Moment RF / twomeows/Getty Imagesማሕበር ስኒ ኣውስትራሊያ ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ሰለስተ ርብዒ ካብ ኣውስትራሊያዊያን ሳሕቲ ወይ ፈጺሞም ከምዘይሓጽቡ ፤ ኣብ መዓልቲ ሓደ ካብ ሓሙሽተ ሓደ ግዜ ጥራይ ኣስናኖም ከምዝብርሹ ይሕብር ። እዚ ዘሻቕል ሓድሽ ሓበሬታ እዚ ፡ ካብቲ ናይ ሎሚ ዓመት [7-13 ነሓሰ] ዚኽፈት ሰሙን ጥዕና ስኒ ፡ ኣቐዲሙ ዝወጽእ እዩ ።
Published
By Alex Anyfantis
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ማሕበር ስኒ ኣውስትራሊያ ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ሰለስተ ርብዒ ካብ ኣውስትራሊያዊያን ሳሕቲ ወይ ፈጺሞም ከምዘይሓጽቡ ፤ ኣብ መዓልቲ ሓደ ካብ ሓሙሽተ ሓደ ግዜ ጥራይ ኣስናኖም ከምዝብርሹ ይሕብር ። እዚ ዘሻቕል ሓድሽ ሓበሬታ እዚ ፡ ካብቲ ናይ ሎሚ ዓመት [7-13 ነሓሰ] ዚኽፈት ሰሙን ጥዕና ስኒ ፡ ኣቐዲሙ ዝወጽእ እዩ ።