SKIP TO MAIN CONTENT

በዓል ልደት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ሩስያ፡ ግብጺ፡ ፍልስጤም፡ ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ፡

Russian orthodox priests during Christmas mass
Source: AAP

ሚልዮናት ተኸተልቲ ሃይማኖት ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኣብ መላእ ዓለም ናይ ልደተ ክርስቶስ በዓሎም ኣኽቢሮም። እንተኾነ ግን ኣመንቲ ብሓባር ተኣኪቦም ነቲ ሓደ ካብ’ቶም ዝዓበዩ መዓልታት ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኦርቶዶክስ ዝኾነ ዕለት ኣብ ዘብዕልሉ እዋን፡ ኣብ በይት ልሔም/ቤተልሄም በቲ ‘ክድዓት’ ኢሎም ዝጸውዕዎ ተግባራት መራሒ ሃይማኖቶም ተቖጢዖም ሰልፊ ወጺኦም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሚልዮናት ተኸተልቲ ሃይማኖት ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኣብ መላእ ዓለም ናይ ልደተ ክርስቶስ በዓሎም ኣኽቢሮም። እንተኾነ ግን ኣመንቲ ብሓባር ተኣኪቦም ነቲ ሓደ ካብ’ቶም ዝዓበዩ መዓልታት ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኦርቶዶክስ ዝኾነ ዕለት ኣብ ዘብዕልሉ እዋን፡ ኣብ በይት ልሔም/ቤተልሄም በቲ ‘ክድዓት’ ኢሎም ዝጸውዕዎ ተግባራት መራሒ ሃይማኖቶም ተቖጢዖም ሰልፊ ወጺኦም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now