Source: Googleአብ አስመራ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ተኻይዱ መሓሪ ጸጋይ ተዓዊቱ፡ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርዮን ዱ ዶፊን ሰንበት ተጀሚሩ፡ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊድስ ክሬዲትስ ሶሉሽንስ ይስለፍ አሎ፡ ከተማ አዲስ አበባ ዝመጽእ ዋዕላ ፊፋ ከተአንግድ ተመሪጻ፡ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጸጥታ ንዘይተወሰነ እዋን ክቋረጹ’ዮም፡ ከምኡ’ውን መሱት ኦዚል ንፕረዚደንት ቱርኪ ኤርዶኻን ዓርኪ ርእሱ ጌሩ ተመርዕዩ
አብ አስመራ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ተኻይዱ መሓሪ ጸጋይ ተዓዊቱ፡ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርዮን ዱ ዶፊን ሰንበት ተጀሚሩ፡ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊድስ ክሬዲትስ ሶሉሽንስ ይስለፍ አሎ፡ ከተማ አዲስ አበባ ዝመጽእ ዋዕላ ፊፋ ከተአንግድ ተመሪጻ፡ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጸጥታ ንዘይተወሰነ እዋን ክቋረጹ’ዮም፡ ከምኡ’ውን መሱት ኦዚል ንፕረዚደንት ቱርኪ ኤርዶኻን ዓርኪ ርእሱ ጌሩ ተመርዕዩ