SKIP TO MAIN CONTENT

“ሓበሻ፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለዉ ናይ ብዙሓት ህዝቢታት መጸውዒ መንነት እዩ።” ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ሰመረ ተስፋሚካኤል

Semere T Habtemariam (SBS)
Semere T Habtemariam (SBS) Source: Semere T Habtemariam (SBS)

ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ሰመረ ተስፋሚካኤል ምስታ ኣብዚ ቅሩብ እዋን፡ ንታሪኽ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ናይ ሓበሻን ምስኡ ተኣሳሲሩ ዝኸይድ እቲ ዓቢ ንግስነት ኣኽሱምን እትትርኽ ሓዳሽ መጽሓፉ ዝተኣሳሰር እዩ እዚ። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል፡ መንነት ሓበሻ፡ ወረራ ኣሕመድ ግራኝ ኣብ ምድረ ሓበሻ፡ ኣባ ተክለሃይማኖት፡ ንጉስ ካሌብን ተተንቲኖም ኣለዉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ሰመረ ተስፋሚካኤል ምስታ ኣብዚ ቅሩብ እዋን፡ ንታሪኽ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ናይ ሓበሻን ምስኡ ተኣሳሲሩ ዝኸይድ እቲ ዓቢ ንግስነት ኣኽሱምን እትትርኽ ሓዳሽ መጽሓፉ ዝተኣሳሰር እዩ እዚ። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል፡ መንነት ሓበሻ፡ ወረራ ኣሕመድ ግራኝ ኣብ ምድረ ሓበሻ፡ ኣባ ተክለሃይማኖት፡ ንጉስ ካሌብን ተተንቲኖም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now