Chief Judge Peter Kidd is seen on a TV monitor outside Melbourne County Court on 13/3/2019. Source: Getty Images AsiaPacጸጋኡ ዝተገፈ ኣብ ቫቲካን ብስልጣን ሳልሳይ ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ድማ ዝለዓለ ናይ ካቶሊክ ካርዲናል ጆርጅ ፐል ኣብ ተስዓታት ንኽልተ መዘምራን ኣወዳት ብዝፈጸሞ ግብረ ስጋዊ ምግሳስ ንሽዱሽተ ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እቲ ወዲ 77-ዓመት ገበነኛ ጳጳስ እቲ ዉሳነ ፍርዲ ክሓልፍ ከሎ ዝኾነ ስምዒት ከምዘየር ኣየን ኣብ ኣፍደገ እቲ ቤት ፍርዲ ንግዳያት ዝጣበቑ ሓያለ ሰባት ከምተረኽቡ ተፈሊጡ።
ጸጋኡ ዝተገፈ ኣብ ቫቲካን ብስልጣን ሳልሳይ ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ድማ ዝለዓለ ናይ ካቶሊክ ካርዲናል ጆርጅ ፐል ኣብ ተስዓታት ንኽልተ መዘምራን ኣወዳት ብዝፈጸሞ ግብረ ስጋዊ ምግሳስ ንሽዱሽተ ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እቲ ወዲ 77-ዓመት ገበነኛ ጳጳስ እቲ ዉሳነ ፍርዲ ክሓልፍ ከሎ ዝኾነ ስምዒት ከምዘየር ኣየን ኣብ ኣፍደገ እቲ ቤት ፍርዲ ንግዳያት ዝጣበቑ ሓያለ ሰባት ከምተረኽቡ ተፈሊጡ።