Source: Kennedytaxቃለመሕትት ኤስቢኤስ ትግርኛ ምስ ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም (በዓል ሞያ ተሓዝ ሕሳብን ወኪል ግብርን) መን'ዩ ቅጥዒ ተመላሲ ግብሪ (Tax Return) ክመልእ ዘለዎ? ናይ መወዳእታ መዓልቲ መዓስ'ዩ? ባዕልና ዶ ክንገብሮ ይበልጽ ወይስ ብታክስ ኤጀንት? ብኦንላይን ከ? ናይ ኩሉ ዝገዛእናዮ ቅብሊት ዲና ከነቅርብ ዘለና? ንምንታይ'ዩ ንገሌና ብዙሕ ዝምለሰልና ንኻልኦት ከኣ ውሑድ?
ቃለመሕትት ኤስቢኤስ ትግርኛ ምስ ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም (በዓል ሞያ ተሓዝ ሕሳብን ወኪል ግብርን) መን'ዩ ቅጥዒ ተመላሲ ግብሪ (Tax Return) ክመልእ ዘለዎ? ናይ መወዳእታ መዓልቲ መዓስ'ዩ? ባዕልና ዶ ክንገብሮ ይበልጽ ወይስ ብታክስ ኤጀንት? ብኦንላይን ከ? ናይ ኩሉ ዝገዛእናዮ ቅብሊት ዲና ከነቅርብ ዘለና? ንምንታይ'ዩ ንገሌና ብዙሕ ዝምለሰልና ንኻልኦት ከኣ ውሑድ?