Source: Ethiopian Governmentኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኤርትራ ኣብ ዓመተ 2019 ጥራሕ 16 ጋዜጠኛታት ከም ዝኣሰረት ፀብጻብ CPJ ሓቢሩ፡፡ ኢትዮጵያ 60 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ ክትሰድድ እያ። ሚንስትር ዘቤታዊ ጉዳይ ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተዘራሪቦም። በዓል ጥምቀት ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ዩኔስኮ ክምዝገብ ተወሲኑ ገረዓልታን መስጊድ ኣልነጃሽን ከኣ ኣብ ሪጋ ኣለዉ ተባሂሉ። ኤርትራ ንውዳበ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪብያንን ፓስፊክን ከም ትግደሰሉ ኣፍሊጣ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኤርትራ ኣብ ዓመተ 2019 ጥራሕ 16 ጋዜጠኛታት ከም ዝኣሰረት ፀብጻብ CPJ ሓቢሩ፡፡ ኢትዮጵያ 60 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ ክትሰድድ እያ። ሚንስትር ዘቤታዊ ጉዳይ ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተዘራሪቦም። በዓል ጥምቀት ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ዩኔስኮ ክምዝገብ ተወሲኑ ገረዓልታን መስጊድ ኣልነጃሽን ከኣ ኣብ ሪጋ ኣለዉ ተባሂሉ። ኤርትራ ንውዳበ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪብያንን ፓስፊክን ከም ትግደሰሉ ኣፍሊጣ።