Source: SBS Tigrinyaዕላል ኤስቢኤስ ትግርኛ ምስ ስነጥበባውያን ሃብታት ዘርእዝጊን ሳሚ ሸባን ኣብ ኣውስትራልያ ሃብታት * ናይ በዓል ኣብርሀ ዓማር ይሰምዕ ኔረ፡ ኣቦና ገጣማይ ዳፍላ ዑስማን ብብዝሒ ይሰምዖ ኔረ፡ ምሕረት፡ ሓጃይት * ደንሳ ገበርኒሪ፤ ጨፈራ፡ ሊሎራ ሳሚ * ኣይብረሪ ጊራ፡ * ከም ገጣማይ'ውን ክፍለጥ ይደልይ እየ፡ ኣበርክቶ * ከም በዓል ኤልያስ መስመር ዝኣመሰሉን ካልኦትን ዝተሓጋገዙና ዓቢይ ኣበርክቶ እዮም ገይሮም።
ዕላል ኤስቢኤስ ትግርኛ ምስ ስነጥበባውያን ሃብታት ዘርእዝጊን ሳሚ ሸባን ኣብ ኣውስትራልያ ሃብታት * ናይ በዓል ኣብርሀ ዓማር ይሰምዕ ኔረ፡ ኣቦና ገጣማይ ዳፍላ ዑስማን ብብዝሒ ይሰምዖ ኔረ፡ ምሕረት፡ ሓጃይት * ደንሳ ገበርኒሪ፤ ጨፈራ፡ ሊሎራ ሳሚ * ኣይብረሪ ጊራ፡ * ከም ገጣማይ'ውን ክፍለጥ ይደልይ እየ፡ ኣበርክቶ * ከም በዓል ኤልያስ መስመር ዝኣመሰሉን ካልኦትን ዝተሓጋገዙና ዓቢይ ኣበርክቶ እዮም ገይሮም።