Source: Ethiopian Governmentኣብዚ ሰሙን ቀዳማይ ዓመት በዓለ ሲመት ሚንስትር ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ክፅምበል እዩ። ኣብዛ ቀዳማይቲ ዓመት ናይ ስልጣን፡ ኣብ ትግራይ፣ ኣብ መላእ ኢትዮጵያን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝዓመሙዎም ንጥፈታት ብኣሉታዊን እወንታዊን ጎንታቶም ምሁራን ምሕደራ ህዝብን ፖለቲካል ሳይንስን ከመይ ይርእይዎም? ሓጎስ መዝገበ መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ስትራቴጂክ መፅናዕትን ከምኡውን ክንፈ ሓዱሽ መምህር ስነ ምሕደራ ህዝቢ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሓጺር ትንታነ ሂቦም ኣለዉ።
ኣብዚ ሰሙን ቀዳማይ ዓመት በዓለ ሲመት ሚንስትር ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ክፅምበል እዩ። ኣብዛ ቀዳማይቲ ዓመት ናይ ስልጣን፡ ኣብ ትግራይ፣ ኣብ መላእ ኢትዮጵያን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝዓመሙዎም ንጥፈታት ብኣሉታዊን እወንታዊን ጎንታቶም ምሁራን ምሕደራ ህዝብን ፖለቲካል ሳይንስን ከመይ ይርእይዎም? ሓጎስ መዝገበ መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ስትራቴጂክ መፅናዕትን ከምኡውን ክንፈ ሓዱሽ መምህር ስነ ምሕደራ ህዝቢ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሓጺር ትንታነ ሂቦም ኣለዉ።