SKIP TO MAIN CONTENT

“እዚ ንዶ/ር ኣብይ ተዋሂቡ ዘሎ ሽልማት፤ ንመጻኢ ንኽሰርሕ ከም መተባብዒ ጥራይ’ዩ ክውሰድ ዝኽእል” ዘተ ምስ ዶ/ር መብራህቱ፡ ኡስታዝ ሑሴንን ዶ/ር ኣማኒኤልን።

Interview Tigrinya
Source: Ethiopian Government

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ 2019 ናይ ሰላም ኖበል ተሸሊሙ ኣሎ። ነዚ ፍጻመ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ብፍላይ እዚ ሽልማት ምስቲ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንኽፍጠር ብዝገበሮ ስራሕ ምዃኑ ብፍላይ ንገለ ተጋሩን ኤርትራዊያንን የዛርብ ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ምስ ዶ/ር መብራህቱ ገብረዮሃንስ ካብ መልበርን ዩኒቨርስቲ፡ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕን ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ምስ በየነ ሰመረ ዘተ ጌሮም ኣለዉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ 2019 ናይ ሰላም ኖበል ተሸሊሙ ኣሎ። ነዚ ፍጻመ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ብፍላይ እዚ ሽልማት ምስቲ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንኽፍጠር ብዝገበሮ ስራሕ ምዃኑ ብፍላይ ንገለ ተጋሩን ኤርትራዊያንን የዛርብ ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ምስ ዶ/ር መብራህቱ ገብረዮሃንስ ካብ መልበርን ዩኒቨርስቲ፡ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕን ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ምስ በየነ ሰመረ ዘተ ጌሮም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now