"ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ሕጂ’ውን ብሰለማዊ መንገዲን ዓለምለኻዊ ስምምዓትን ጥራይ’ዩ ክፍጸም።" ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ05:03 Credit: EBCSBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (3.1MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ፓርላማ ንዝቐረበሉ ንጉዳይ ባሕሪ፡ ደርቂ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያን ዝበጽሖ ደረጃን ካልእን መሊሱ። ጽሟቕ ናይቲ ትሕዝቶ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)